ሓገዝ ንመልእኺ ሬሳ
Donation protected
ሓጺር ታሪኽ ሂወት ገብረመድህን(ገሬ) ሃብተ ፍሰሃ
ገብረመድህን ካብ ኣቡኡ ሃብተ ፍሰሃ ረዳ ኣዲኡ ለተንሰአ ገብረምካኤል ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲ ዃላ፡ እንዳ ገርግስ ( ዓይላ ጉንደት) ተወሊዱ ዕብዩን።
ክሳብ 2ይ ደረጃ ኣብ እንዳ ገርግስ ተማሂሩ፡ ቀጺሉ ኣብ ሳዋ 12 ተማሂሩ። ካብ ኮለጅ ማይነፍሒ ብናይ ዲግሪ መዕርግ ተመሪቁ።
ከም ኩሉ ሰብ ዝሓለፎ መሰናኽላት ሰጊሩ ኣብ ጀርመን ሂወቱ ኪመርሕ ኣብ ዝጀመረሉ፡ ትምሕርቱ እንዳተኸታተለ፡ ብሓደጋ ካብ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ንኹሉ ስድራበቱን፡ ፈተውቱን፡ የዕርኹቱን፡ ጽንዓት ይሃብኩም እንዳበልና። ንሬሳ መላኺ ዝኸዉን ኣብ ዚ ሊንክ (gofundme)ኣቲኹም ክትሕግዙ ብትሕትና ንሓትት።
ንተውሳኺ ሓበሬታ
+1 [phone redacted] ሃብተ ገብረሚካኤል
+1 [phone redacted] ተስፋይ ገብረሚካኤል
+1 [phone redacted] ጉዕሽ ፍሰሃ
የቐንየልና!!!!

Organizer
Semhar Solomon
Organizer
Harrisonburg, VA