Main fundraiser photo

Medical help for Lewhat Bereket ሕክምናዊ ሓገዝ ንለውሃት

Donation protected

እዛ ኣብ ላዕሊ ወይ ውን ኣብ ዩቱብና ትርእይዋ ዘለኹም ህጻን ጓል 10 ዓመት ኮይና ለውዋት በረኸት ትበሃል። እዛ ህጻን ብሰንኪ እቲ ዘለዋ ናይ ጥዕናዊ ጸገማት ንደገ ከይዳ ክትሕከም ፍቃድን ጉቡእ ወረቃቅትን ኣለዋ፡ እንተኾነ ግን እቲ ናይ ፋይናሳዊ ጸገማት ልዕሊ ዓቅማ ስለዝኾነ ኩሉ ጉዱስ ዜጋ ነዛ ህጻን ክተሓባበራን እቲ ዘድሊ ናይ መጥባሕትን ካልእን ክትረክብ ካብታ ዝነኣሰት ዓቅምኹም ሓገዛት ክትገብሩላን ብትሕትና ንጽውዕ። ተዘይኪኢልኩም ብዓቅምኹም ነዛ ሊንክ ሼር ብምግባር ክትተሓባበሩና ንጽውዕ። ክብረት ይሃበልና።



Donate

Donations 

    Donate

    Organizer and beneficiary

    Sol George
    Organizer
    England
    Ghebrehiwot Berhane
    Beneficiary

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee