Medical help for Egziaharia Okbay Kiflom
Donation protected
ጻውዒት ሓገዝ
ፍጹም ሰላም ናይ ኣምላኽናን መድኃኒናን ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩላትኩም ይኹን። ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኹም ኩሉ ሰናይ ዘበለ ነገር ክህበኩም እናተመነና፡ እዛ ኣብ ታሕቲ እንርእያ ዘለና ኣብ ከባቢ ዕድመ 40 እትርከብ ስማ እግዝሃርያ ዑቕባይ (እዝጎም) ዝተባህለት ኣደ 5 ቆልዑ፡ ብዓልቲ ቤቱ ንዘርኣይ መርሃውዝጊ ተቐማጢት ደቂ - ሸሓይ ብናይ ጡብ መንሽሮ (Breast Cancer) ትሳቐ ስለዘላ፡ ዋላ'ኳ ግቡእ ባህላውን ዘማናውን ሕክምናዊ ምክትታል እናገበረት፡ ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብን ሕክምናዊ መሳለጥያታትን ግን ለውጢ ክትገብር ኣይከኣለትን። ኩሉና ከም እንፈልጦ ዘለናዮ ግዜ ቤት ጽሕፈታት ኬድካ ፓስፖርትን ካልእን ከታስልጥስ ይትረፍ ዕለታዊ መነባብሮኻ ክትገብር እኳ ኣሸጋሪ ኮይኑሉ ኣብ ዘሎ ግዜ ተወሳኺ ጸገም ፈጢርላ ይርከብ። እምብኣር ዝኸበርኩም ሰብ ሕልናን ገበርቲ ሰናይ ኣሕዋትን፡ ካብቲ ዝቕበል'ሲ እቲ ዝህብ ኣዝዩ ይባረኽ'ዩሞ ዓቕምና ዝፈቀዶ ነዛ ኣደ ንምሕጋዝ በዚ ኣብ ታሕቲ ተኸፊቱ ዘሎ ናይ go fund me link ኣቲና ዓቕምና ከነበርክት፡ እቶም credit card access ዘይብልና ድማ ናብዞም ወከልቲ ብምድዋል ካብቲ በረኸት ክንሳተፍ ቅዱስ እግዚኣብኄር ይደግፈና። እግዚኣብኄር ካብዚ ወሪድዋ ዘሎ ሕማም ብምሕረቱ ክበጽሓ ድማ ብጸሎት ንደግፋ። ብቐጥታ ረኺብኩም ከተጸናንዕዋን ከተበራትዕዋን ምስ እትደልዩ ድማ ቴለ~ 07723417 እዝጎም ኢልኩም ክትረኽብዋ ይከኣል።
ኣምላኽ ነዚ ንዓለምና ወሪድዋ ዘሎ ሕማም ቀንጢጡ ምሕረቱን ሰላሙን የውርደልና። ስለ'ቲ እትገብሩልና ሓገዝ ዓስብኹም ካብ እግዚብሄር ተኸፈልዎ ንብል።
ምሉኣት ስድራ-ቤት
ሓይልኣብ ዑቕባይ +12265055928 Canada
መንግስትኣብ መርሃዊ +13063514290
ተስፋይ ወልደማርያም 0546167946 Israel
ዮናስ ተስፋጽዮን። 0921782856 S. Sudan
ቴድሮስ ዑቕባይ 0940975394 Ethiopia
ተኽሎም (ራሻ) 0922291422 Angola
ገብረ ሃብተ +4745544681 Norway
ተኽልኣብ ሃብቶም +61405646407 Australia

Organizer and beneficiary
Mengsteab Zerai
Organizer
Kitchener, ON
Hailab Kiflom
Beneficiary