Main fundraiser photo

Let's Help Eritrea Aynialem ህጹጽ ሓገዝ ንኤርትራ ኣይንኣለም

Donation protected
ሰላም ፍትዋት ኣብ ኩሉ ዓለም እትርከቡ ዝዓበኹምን ዝነኣስኩምን ገበርቲ ሰናይ ኣሕዋት፣ሰናይ ምንዮትና እናገልጽና ፣ብምቕጻል ሓፍትና ኤርትራ ኣይንኣለም ሃብተስላሴ ኣብዚ ሰዓትዚ ኣብ ግብጺ ምስ ክልተ ደቃ ትቅመጥ ዘላ ኮይና ፣ ብሕማም ኩሊት ትሳቐ ዘላ ዓቕሚ ከኣ ስለዘይብላ ንክትሕከም ኣብቲ ዘላቶ ሃገር ፣ ኣቦ ደቃ ድማ ይትረፍ ክሕግዛ ነቶም ዝወለዶም ደቁ እኳ ኣይፈልጠኩምን የ ካብ ዝብሎም ድሮ ሾሞንተ ዓመት ኮይኑ ሎ ፥፥ ኣብዚ ሰዓት እዚ ኤርትራ ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ደረጃ ናይ ሞትን ሕየትን ስለትርከብ መታን ደቃ ንከይዝኽትሙ ኣለናልኩም ኢልና ዘዝዓቅምና ተሓጋጊዝና ኢደይ ኢድካ ኢልና ካብዚ ዓዘቅቲ ነድሕኖም ፥፥ ነትገብሩልና ሓገዝን ምትሕብባርን ኣዚና ነምስግን ፥፥

Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Denden Negasi
    Organizer
    Ibbenbüren, Nordrhein-Westfalen

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee