- M
- A
- H

ሓገዝ ብናይ ደም ካንሰር ንዝሳቀ ሓወይ ደበሳይ ዘርኣይ ስባሃትለኣብ::
0% complete
€401 raised of €50K
5 donations
ሰላም ኩቡራት የሕዋተይ ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም:: ብምቅጻል ዓቢ ሓወይ ደበሳይ ዘርኣይ ስባሃትለኣብ ብዘጋጠሞ ናይ ደም ካንሰር ኣብ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም ስለ ዝርከብ ናብ ሕክምና ንቱርኪ መጺኡ ኣሎ:: እቲ ንመሐከሚኡ ዝተባህለ ገንዘብ ልዕሊ ዓቅምና ስለዝኮነ የሕዋተይ በቢዓቅሙኩም ክትሕግዙና ብትሕትና ይሓትት:: ሓብትኩም ምሕረት ዘርኣይ ስባሃትለኣብ ዓዲ ፈለስቲ::

