Main fundraiser photo

ሕክምናዊ ሓገዝ

Donation protected
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ክቡራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን!

ኣነ ኤርትራዊ ሓውኹም ኣቤል ነጋሽ ቀሺ በርሀ ዝተባሃልኩ: ብ1994 ዓ.ም ካብ ኣቦይ ስዉእ ነጋሽ በርሀ ኣደይ ተጋዳሊት ሓዳስ ገብረወልድ ተወሊደ። ኣብ 2018 ከም ሰበይ ህይወተይ ከማሓይሽ ናብ ስደት ወጺአ። ኣብ ኢትዮጵያን ጁባይን ከልበትበት ክብል ድሕሪ ምጽንሐይ፣ ከም ዓሶ ኣምሲሉ ዝጀመረኒ እንዳከበደኒ ምስ ከደ፣ ናብ ኡጋንዳ ከይደ እንተ ተመርመርኩ ሕማም ልቢ እዩ ኢሎምኒ። ብሰንኪ እዚ ከኣ ኩሉ ኣካላትካ ማይ መሊኡ ኣሎ ኢሎሙኒ። ክሳብ ሕጂ ቤተሰበይን ናይ ቀረባ ፈለጥተይን ብዝሓገዙኒ መሰረት ክሕከም ድሕሪ ምጽንሐይ፣ ሕጂ ግን ነቶም ሓካይም ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ስለዝኾነ ናብ ናይ ውልቂ ሕክምና ሪፈር ኢሎምኒ። ኣብዚ ድማ ንሓደ ለይቲ ምስቲ ዝህቡኒ ኣፋውስ ሓዊስካ ካብ 700-800$ ክኸፍል ሓቢሮምኒ።

እዚ ድማ ንቤተሰበይን ንፈተውተይን ኣዝዩ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ስለዝኾኖም፣ በብዓቕምኹም ክትሕግዙኒ፣ ብትሕትናን ብኣኽብሮትን እሓተኩም። እቶም ብዓቕሚ ገንዘብ ክትሕግዙኒ ዘይትኽእሉ ድማ፣ ብጸሎትኩምን ሼር(share) ብምግባርን
ክትተሓባበሩኒ እላበወኩም።
እቶም ብንGofundme ክትሕግዙ ዘይጥዕመኩም ድማ ብመገዲ እዞም ኣብ ታሕቲ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣሕዋት ክትሕግዙኒ ትኽእሉ ኢኹም።

Uganda:- Ruta Negash +256703373985

UK:- Abraham Tewelde 07471683600

UK:- Misgna Gebreweld 07532666824

Canada:- Nahom Tewelde +1 (587) [phone redacted]

Sweden:- Yemane Gebretnsae 0708522306

Germen:- Habtom Petros ‪+49 176 21961097‬

Israel:-Samray Haile 00 972 54-7585978

ስለቲ ምትሕባርኩም ብልቢ የመስግን።

ሓውኹም ኣቤል ነጋሽ
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Yemane Merhu
    Organizer
    Sandviken, X, Sweden, X

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee