Main fundraiser photo

ኣብ ንኡስ ዕድመይ ከይኩለፍ በጃኹም ሓግዙኒ

Donation protected
ኣነ ድያቆን ሚካኤል: ቀሺ ሰለሙን ቀሺ ሃይለ ዝተባሃልኩ ተወላዲ ዓደኮሎም: ወዲ 19 ዓመት እየ:: ኣብ ንኡስ ዕድመይ: ናይ ደም መንሽሮ ኣለካ ስለ ዝተባሃልኩ ብናይ ሓወይ ወጻኢታት ንልዕሊ 1 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ብኣላይነት ዕድመ ዝደፍአት ወላዲተይ ክሕከም ጸኒሐ:: ብዘይካም መሐከሚ: ናይ ቪዛ ንመዓልቲ 6 ዶላር ናተይን ናይ ወላዲተይን እንዳ ከፈልኩ ጸኒሐ:: ካብ ሕጂ ንደሓር ንህንዲ ወይ ቱርኪ ከይደ ናይ ኣንጉዕ ምቕያር ክገብር ስለ ዝተነግረኒ: እቲ ልዕሊ 100 ሺሕ $ ዝበጽሕ መሐከሚ ልዕሊ ዓቕመይ ስለ ዝኾነኒ: ኩላትኩም ኤርትራውያ ኣሕዋተይ ንዕድመይ ሪኢኹም ክነብር ክትሕግዙኒ ይሓትት ኣለኹ:: ሕማቕ ኣይርከብኩም: ወነንቲ ምሉእ ጥዕና ይግበርኩም ዞም ኣሕዋተይ!
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Nesib Okubamichael
    Organizer
    Austin, TX

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee