In loving memory of Eru Tesfamichael

Donation protected
እነፍቅራን እንፈትዋን ኤሩ ተስፋሚካኤል በዓልቲ ቤቱ ንፍጹም ተስፋማርያም (ረባዕ) ብዝሓደራ ሕማም ምኽንያት ብሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ ቀዳም 26 የካቲት 2022 ብሞት እፈልያትና።
ኤሩ ኣብ ሳሕል ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ዓብያ ኣብኡ ተማሂራ ኣባል ክፍሊ ባህሊኮይና ተገልግል ኔራ። ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ዓመታት ግን ብዘጋጠማ ሕማም ምኽንያት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽንሕ ንኣዝያ እተፍቅሮ በዓል ቤታ ፍጹም(ረባዕ) ከመኡ'ውን እትፈትዎም ቤተሰባን ፈተውታን ብጾታን ገዲፋ ካብ'ዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።
ሬሳ ንዓዲ ስለዝለኣኽ እዚ ድማ ብዙሕ ወጻኢ ስለዝሓትት ከምቲ ልሙድ ባህልና ዘዝከኣለና ክንሕግዝ ብትሕትና ንሓትት።

ንእትገብሩልና ሓገዝ ነመስግን።
ሕሰም ኣይትርከቡ
ቤተሰብ

Donate

Donations 

    Donate

    Organizer and beneficiary

    Yohannes Sequar
    Organizer
    Seattle, WA
    Fitsum Tesfamariam
    Beneficiary

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee