
ደበስ። In Loving Memory of Asmeret Gebreyesus
Donation protected
ደበስ - In Loving Memory of Asmeret Gebreyesus
ሓብትና ኣስመረት ገብረየሱስ በዓልቲ ቤቱ ንሓውናን ወድናን ሙሴ ገብረሚካኤል (መካኒክ) ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ሕክምና ክትእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብዕለት 29 ጥቅምቲ ሰለስተ ንኡሳን ቆልዑ ገዲፋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ።
ሓዘን ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ማሕበረኮም ኤርትራውያን ስያትል 1954 S Massachusetts St ኮይኑ ነቶም ብኣካል ክትበጽሑ ዘይትኽእልኡ ድማ በዚ መንገዲ go fund Me ጌርኩም ናይ ደበስ ሓገዝ ከተበርክቱ ትኽእሉ።
የቐኔልና-
ሕሰም ኣይትርከቡ
መቕርብን የዕርኹትን ስድራቤት ሙሴ ገበረሚካኤል።
Organizer
ADHANOM TECLEHAIMANOT
Organizer
Everett, WA