- N
- H

Kidney transplantation
0% complete
£5,722 raised of
98 donations
#ብሕማም_ኩሊት_ትሳቀ_ንዘላ
#ወይዘሮ_ቀንዴል_ሓጎስ
#ዓቕምና_ንሓግዝ
ወይዘሮ ቀንዴል ሓጎስ እያ ትበሃል፡ ዕባይ ከተማ ዓሰብ እያ።
ንነዊሕ ግዜ ብሕማም (ሉፖስ) lupus nephritis ( ምስ ኩሊት ዝተኣሳሰር ዓይነት ሕማም ) ክትሳቀ ጸኒሓን ኣላን።
በዓል ቤታ ኣቶ ተስፋልደት ወልዳይ ተቀማጢ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ ኮይኑ፡ ኣብ ኣንጎላ
ንልዕሊ 8 ኣዋርሕ ዝኸዉን ከሕክማ ጸኒሑ እንተ ኾነ ግን ኩነታት ጥዕንኣ ክምሓየሽ ኣይክኣለን።
#ብድሕሪኡ
ናብ ሕቡራት ኤማራት ዓረብ፡ከተማ Dubai ወሲዱ ብዝገበረላ መርመራ ክልቲአን ኩሊታ ኣብ ሓደጋ ስለ ዝወደቃ ሓካይም ምትካል ኩሊት (Kidney transplantation) ንኽተካይድ ወሲኖምላ ኣለዉ።
#ስለዚ
ወይዘሮ ቀንዴል ሓጎስ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ንምቅያር ኩሊት ኣብ ህንዲ ከተማ ኒዉ ደልሂ ትርከብ ኣላ።
እቲ ተጠሊቡ ዘሎ መጠን ገንዘብ ልዕሊ 30,000 ዶላር ኣሜሪካ ኮይኑ፡ ክሳብ ሕጂ ብሓገዝ ስድራቤትን ፈተዉትን ክትሕከም ከምዝጸነሐት ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ኣብዚ ሕጂ ኣዋን ግና እቲ መጠን ገንዘብ ልዕሊ ዓቅሚ እታ ስድራቤት ስለ ዝኮነ፡ ሂወት ወይዘሮ ቀንዴል ሓጎስ ንምድሓን ዓቕምኹም ዘፍቀደ ሓገዝኩም ኣይፈለየኒ ይብል በዓልቤታ ኣቶ ተስፋልደት ወልዳይ።
ንእትገብሩልና ሓገዝ ብልቢ ነመስግን ።
ንምሕጋዝ ነዛ ሊንክ ጠዉቁ።
ዘዉጻእኩሞ ፈጣሪ/ረቢ ይተክኣልኩም።
ሓውኹም ተስፋልደት ወልዳይ (ዓዲ ጸዓዘጋ) በዓል ቤታ ን ቀንዴል ሓጎስ፡
ንዝያዳ ሓበሬታ
ኣዲኣ ርግኣት ኣርኣያ
00971 5819 94 095
ሙሴ ሃብቶም - 00447946192353
ግርማይ ወልዳይ -
0046 72 [phone redacted]
ኢልኩም ብምድዋል ምዉካስ ይከኣል።
ንወይዘሮ ቀንዴል ሓጎስ ምሉእ ምሕረት የዉርደላ።
ምትሕግጋዝ ባህልና እዩ።
ወድሓንኩም።
#ፓሎ_ዘ_ፓራዲዞ
25-10-2025
Organizer
Mussie Habtom
Organizer


