ሓገዝ ንፋኒኤል – ካብ ናጻ ቃንዛ ናይ ህይወት ተስፉ

  • B
  • S
69 donors
0% complete

€2,234 raised of €60K

ሓገዝ ንፋኒኤል – ካብ ናጻ ቃንዛ ናይ ህይወት ተስፉ

Donation protected
ወድና ፋኒኤል ተስፊት ኣብርሃም ተወላዲ ደቂ-ዳሽም (ንኡስ ዞባ ሎጐ ዓንሰባ) ካብ ህጻንነቱ ዝጀመሮ ናይ ዓንዲ ሕቆን ስርዓተ ሽንትን ሕማማት ንነዊሕ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ንዝያዳ ሕክምና ናብ ኤሮፓ ክኸይድ ኣብ ሃገረ ኡጋንዳ ኣሎ ::

ወድና ግቡእ ሕክምና ክረክብን ከም መሳትኡ ክጐይን መጠን ገንዘብ ልዕሊ ዓቅምና ስለ ዝኰነ የሕዋት ሓገዝኩም ንሓትት::
ነዚ ናይ ሕክምና ጉዕዞ ከተሳልጥ ኣዲኡ ደቃ ኣብ ዓዲ ገዲፉ ኣብ ኡጋንዳ እያ ዘላ: ኣቡኡ(ተጋዳላይ ተስፊት ኣብርሃም) ድሕሪ እዚ ዳሕረዋይ ኩነታት ድሃይ ሰለ ዘየለ ወዳ ኣሐኪማ ናብ ደቃ ክትምለስ ኢደይ ኢድካ ክትብሉ ንምሕጸን::

ንትገብሩለይ ሓገዝ ካብ ልቢ የመስግን::
ሓዉኹም
ፋኒኤል ተስፊት

Organizer

Isayas Tesfit
Organizer
Ettlingen, Baden-Württemberg
  • Medical
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee