
ድሌት ወድና ንምሕካም ዓቅምና ንሓግዝ
Donation protected
ኣደ ን ውሉዳ ውሉድ ድማ ነዲኡ ብዓይኒ እንተዘይተራኣእዩ፡ ብእዝኒ እንተዘይተሰማሚዖም፡ ብኣፍ እንተዘይተላዚቦም፡ ብርግጽ ኣብ ሓዲኦም ጸገም ኣሎ። እሞ ከምዚ ትሪእይዎ ዘለኹም ህጻን ድሌት ካብዚ ክንገልጾ ዝጸናሕና ምስ ወላዲቱ ካብ ዝውለድ ክሪእይ ኪሰምዕ ኪዛረብ ከሙኡውን ክንቀሳቀስ ኣይክእልን እዩ።ስለዚ ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ሽግር ጸገም ክገላገል ዓቅምና ንሓግዝ ሸር ንበሎ
Co-organizers (2)
Filmon Asfaha
Organizer
Guelph, ON
Rezene Enter
Co-organizer