Heryty Asmelash Gerezgher
Team fundraiser
Tekhlit Araya and Daniel Egubat are organizing this fundraiser.ፍቕርቲ ሄሪቲ ኣስመላሽ ገረዝጊሄር ንዝሓለፉ ሒደት ዓመታት ሓሚማ ድሕሪ ምጽናሓ ብ Sep 25th, 2022 ኣብ ካልጋሪ ኣልበርታ ዓሪፋ።
ዝኽሪ ኣደይ ሄሪቲ ክቕጽል እዩ፣ ንሳ ድማ፣ ንዘልኣለም፣ ኣብ ዝኽርና ክትህልው እያ
ብኣካል ኣኽብሮትኩም ክትህቡ ምስ እትደልዩ፡ ናብ መንበሪ ገዛ ናይ’ታ ስድራቤት ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም።
ናይ ቀብሪ ወፃኢታት ንምሽፋን ኣበርክቶ ንምግባር ናይ ሕብረተሰብ ሓገዝ ንሓትት ኣለና። ኣብዚ ገጽ እዚ "donate" ዝብል ቁልፊ ብምጥዋቕ ወይ ብኣካል ኣብ መንበሪ ገዛ ስድራቤት ኣበርክቶ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብዚ እዋን እዚ ኩሉ ሰብ ፋይናንሳዊ ኩነታት ንርዳእ ኢና፡ ግን ኩሉ ኣበርክቶ ይሕግዝ።
ኣምላኽ ንኹልኹም ይባርኽኩም!
- Anonymous
- $50
- 1 yr
- Fisseha Sahle
- $100
- 1 yr
- Kiflom Weldetnsae
- $100
- 1 yr
- Solomon Teklehaymanot
- $50
- 1 yr
- Mehari Teksil
- $100
- 1 yr
Fundraising team (2)
Tekhlit Araya
Organizer
Raised $800 from 5 donations
Calgary, AB
Daniel Egubat
Team member
Raised $50 from 1 donation
- September 28th, 2022
- Funerals & Memorials