Main fundraiser photo

Help us cover medical expense of child Daniel Y.

Donation protected
ረድኤት ንመጥባሕቲ ልቢ 

ፌበን፡ ጓል ሓውና ተኽለሰንበትን ሓፍትና ሉችያን፡ ኣብ ወዲ ሓደ ዓመት ውሉዳ ዳኒኤል ዮሴፍ ብዝበጽሐ ጸገም ጥዕና ሓገዝና ትሓትት ኣላ እሞ ከምቲ ጽቡቕ ልምድና ኣብ ጸገም ጓልናን ሓብትናን ብገንዘብና ንሳተፍ።
ምስ ናይ ልብን ጅማውንትን ጸገማትን ኣንተላይ ትንሓጉ ተጣቢቑ ስለ ዝተውልደ፡ ምጥዋብ ይኹን ምግብ ምውሳድ እውን ስለ ዝጽገም ከምቲ ዝግባእ ክዓቢ ኣይከላአን። ኣብ ኤርትራ ክፍወስ ስለ ዘይተኻእለ ከኣ ኣብ ወጻኢ ከይዱ ክሕከም ስለ ኣተፈቕደሉ ከኣ ንአዲስ ኣበባ ኣምጺኣቶ ትርከብ። እቲ ብሓኻይም ኣድላዪ እዩ ዝተባህለ መጥባሕትን መድሃኒታትን ክግበር ልዕሊ ዓቕማ ስለ ዝኾነ፡ ንህይወት ኣዚ ህጻን ንምድሓን ኩላህና ከከም ዓቕምና ክንሕግዛ ብትሕትና ንሓትት።
ክትሕግዙ ከለኹም እቲ ብሚእታዊት ተገሊጹ ዘሎ (15%, 10%) ዝብል መቝሺሽ (tip) ናብኣ ስለ ዘይከይድ፡ (0%) ክትገብርዎ ንላቦ።
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Kesete Beraki
    Organizer
    Bowie, MD

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee