Help Tsega Recover From Car Accident
Donation protected
A few months ago Tsega Solomon was hit by car while walking home from work. She was in a coma for more than 3 months and has slowly started recovering. She has many months of recovery and rehab ahead of her. She has only been in the US for 2 years and expenses from the accident have blown through her savings. Anything that you can give will be able to help her pay for her medical bills and other expenses. Thank you!
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኩቡራት የሕዋት፡ ጸጋ ሰለሙን ሓፍትና ኣብ ስያትል (Seattle,WA) ቕድሚ ቑሩብ ኣዋርሕ ፡ካብ ስርሓ ናብ ገዝኣ ኣብ ትኸደሉ እዋን ጽርግያ እንዳሰገረት ብዘጋጠማ ሓደጋ መኪና ኣብ ኮማ ን ንልዕሊ 3 ወርሒ ጸኒሓ። ሕጂ ግን ተበራቢራ ኣብ ሕክምና Harborview Hospital ትእለ ኣላ። በዚ ዘጋጠማ ሓደጋ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ስለ ዘድልያ፡ ከምቲ 50 ለሚን ን 50 ሰብ ጨና ን 1 ሰብ ሸኸም ዝበሃል፡ ከም ባህልናን ልምድናን ኢደይ ኢድካ ኢልና ነዛ ሓፍተና ንሓግዛ። ን እትገብሩላ ሓገዝ ኣቐዲምና ነመስግን። ኣምላኽ ካብ ከምዚ ዓይነት ሓደጋ ይሰውርኩም!! NB. Share ዓባይ ሓገዝ ኢያ፡ share ንግበሮ።

Co-organizers (2)
Mosazig Asfaha
Organizer
Sioux Falls, SD
Luwam Abraham
Co-organizer