Main fundraiser photo

Help Senait Gebrehiwet

Donation protected

ብመጀመርያ ሰላምታ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይመነ፡ቀጺለ ኣነ ሰናይት ገብርሂወት ዝተባሃልኩ ነባሪት ከተማ ደቀምሓረ መበቆል ዓዲ ምም/ከ/ ሃዳሙ፡ብ ሕማም ናይ ሓሞት ተጠቂዐ ዘለኩ ዜጋ ኢየ፡፡ካብ ዝሓምም 4 ዓመት ሓሊፉ ኣሎ በይነይ ኣላይ ዘይብለይ ኣብ ገዛይ ኢየ ሕጂ ግን ኣምላኽ ይመስገን ሲስተር ሜሪ ተስፋ ሂባቲኒ ነዛ ጽሕፍቲ ናባኹም ከብጽሕ በቂዐ።ስለዚ እምብኣር ኩላኩም ኣሕዋት ናብ ኢትዮጵያ ከይደ ክሕከም ዓቅምኹም ሓጉዙኒ፡፡




Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Askalu Eyassu
    Organizer
    Oakland, CA

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee