
Help Nahom and Family
Donation protected
ናሆም ተስፋይ ይበሃል። ዕብየቱን ትውልዱን ኣብ ከተማ ውቕሮ እንትኾን ገና ካብ ቁልዕነቱ ጀሚሩ ብትምህርቱ ኩል ግዜ ብፀብላልነት ዝመርሕን ንቤተሰቡን መማህራኑን ብዓል ዓብይ ተስፋ 'ዩ ነይሩ። ኣብ ናይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቱ ሀገራዊ መልቀቂ ፈተና 4.0 ነጥቢ ብምምፃእ ናብ ጅማ ዩኒቨርሲቲ ናይ ሕክምና መደብ ትምህርቲ ተምሀራይ ብምኻን ሓኪም ኮይኑ ንባዕሉን ንቤተሰቡን ከምኡውን ንሕብረተሰቡን ንኸገልግል ዝነበሮ ሕልሚ ገሃድ ንክገብር ላዕልን ታሕትን ኣብ ዝብለሉ እዋን ኣብ 3ይ ዓመቱ ብዝሓደሮ ናይ ስነልቦና ሕማም ትምህርቱ ከቋርፅ ተገዲዱ ፤ ሕዚ ድማ ብሰንኪ ስእነትቀረብ ሕክምናን ስነ ልቦናዊ ክትትልን ህይወቱ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ትርከብ። ናይ ዕድል ኮይኑ ናሆም ዘዕበየኦ ወላዲቱን ዓባይ ሓፍቱን 'ውን ብተመሳሳሊ ናይ ኣእምሮ ሕማም ዝተጥቕዓ ኮይነን ምንም ዓይነት ኣታዊ 'ውን የብለንን። አብዚ ሐዚ ስዓት ድማ እታ ተማሓድሮም ዘላ ንእሽተይ ሓፍቶም ወ/ት ትርሓስ የማነ ንከተመሓዳድሮም ንክተሐክሞምን ዓቅሚ ስለ ዘይብላ ኩብራት አሕዋትን ኣሓትን ንወገን በፃሒ ወገን እዩሞ ካብቲ ዘለውዎ ዝኸፍአ ፀገም ብመጠኑ እኳ እንተኾነ ንምቅላል ሓግዙኒ ትብለና ኣላ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብዝቕፅል ስልኪ ቁፅሪ ደውሉልና።
Gidene Girmay [phone redacted]
Assefa Abay 651 352 141
ኣብ ዓዲ ንዘለኹምን ብቀጥታ ናብ ባንኪ ሒሳብ ትሕግዙ ትደልዩ ወገናት
Here is the bank account for Nahom's benefit. Please post/SHARE as required. THANKS FOR HELPING WITH THIS.
TIRHAS TESFAY ATSBEHA
WEGAGEN BANK, ETHIOPIA
ACCOUNT#372487(501)351
Gidene Girmay [phone redacted]
Assefa Abay 651 352 141
ኣብ ዓዲ ንዘለኹምን ብቀጥታ ናብ ባንኪ ሒሳብ ትሕግዙ ትደልዩ ወገናት
Here is the bank account for Nahom's benefit. Please post/SHARE as required. THANKS FOR HELPING WITH THIS.
TIRHAS TESFAY ATSBEHA
WEGAGEN BANK, ETHIOPIA
ACCOUNT#372487(501)351
Organizer and beneficiary
Gud Bahri
Organizer
Katy, TX
Solomon Kahsu
Beneficiary