Help Nahom and Family

ናሆም ተስፋይ ይበሃል። ዕብየቱን ትውልዱን ኣብ ከተማ ውቕሮ እንትኾን ገና ካብ ቁልዕነቱ ጀሚሩ ብትምህርቱ ኩል ግዜ ብፀብላልነት ዝመርሕን ንቤተሰቡን መማህራኑን ብዓል ዓብይ ተስፋ 'ዩ ነይሩ። ኣብ ናይ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቱ ሀገራዊ መልቀቂ ፈተና 4.0 ነጥቢ ብምምፃእ ናብ ጅማ ዩኒቨርሲቲ ናይ ሕክምና መደብ ትምህርቲ ተምሀራይ ብምኻን ሓኪም ኮይኑ ንባዕሉን ንቤተሰቡን ከምኡውን ንሕብረተሰቡን ንኸገልግል ዝነበሮ ሕልሚ ገሃድ ንክገብር ላዕልን ታሕትን ኣብ ዝብለሉ እዋን ኣብ 3ይ ዓመቱ  ብዝሓደሮ ናይ ስነልቦና  ሕማም ትምህርቱ ከቋርፅ ተገዲዱ ፤ ሕዚ ድማ ብሰንኪ  ስእነትቀረብ ሕክምናን ስነ ልቦናዊ ክትትልን ህይወቱ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ትርከብ። ናይ ዕድል ኮይኑ ናሆም ዘዕበየኦ ወላዲቱን ዓባይ ሓፍቱን 'ውን ብተመሳሳሊ ናይ ኣእምሮ ሕማም ዝተጥቕዓ ኮይነን ምንም ዓይነት ኣታዊ 'ውን የብለንን። አብዚ ሐዚ ስዓት ድማ እታ ተማሓድሮም ዘላ ንእሽተይ ሓፍቶም ወ/ት  ትርሓስ የማነ ንከተመሓዳድሮም ንክተሐክሞምን ዓቅሚ ስለ ዘይብላ ኩብራት አሕዋትን ኣሓትን ንወገን በፃሒ ወገን እዩሞ ካብቲ ዘለውዎ ዝኸፍአ ፀገም ብመጠኑ እኳ እንተኾነ ንምቅላል ሓግዙኒ ትብለና ኣላ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብዝቕፅል ስልኪ ቁፅሪ ደውሉልና።

Gidene Girmay 240 386 7203
Assefa Abay 651 352 141

ኣብ ዓዲ ንዘለኹምን ብቀጥታ ናብ ባንኪ ሒሳብ ትሕግዙ ትደልዩ ወገናት
Here is the bank account for Nahom's benefit. Please post/SHARE as required. THANKS FOR HELPING WITH THIS.

TIRHAS TESFAY ATSBEHA
WEGAGEN BANK, ETHIOPIA
ACCOUNT#372487(501)351

Donations

  • Guesh Bishu 
    • $100 
    • 25 mos
  • Fisseha Berhane 
    • $50 
    • 25 mos
  • Alem ASGEDOM  
    • $50 
    • 25 mos
  • Abdelrahim Negash 
    • $30 
    • 25 mos
  • Eyasu Berhe 
    • $100 
    • 25 mos
See all

Organizer and beneficiary

Gud Bahri 
Organizer
Katy, TX
Solomon Kahsu 
Beneficiary
  • #1 fundraising platform

    People have raised more money on GoFundMe than anywhere else. Learn more

  • GoFundMe Guarantee

    In the rare case that something isn’t right, we will refund your donation. Learn more

  • Expert advice, 24/7

    Contact us with your questions and we’ll answer, day or night. Learn more