
HELP MICHEAl HAGOS SUFFERING FROM KIDNEY FAILURE
Donation protected
ዝኸበርኩም ፈተዉትን ቤተሰብን
ንሕና ስድራቤት ናይ ሚካኤል ሓጎስ ሃብተማርያም ተወላዲ ዓዲ ኣቤቶ ፥ ብሰንኪ ኣብ ሓዉና ዝወረደ ከቢድ ናይ ጥዕና ጸገም ፥ እዚ ናይ ሓግዙና መልእክቲ ንጽሕፍ ኣሎና
ሓዉና ሚኪኤለ ብሰንኪ ሕማም ክልቲኡ ኩላሊቱ ፥ ከምኡ'ዉን ልዑል ጸቅጢ ደምን ሕማም ሽኮርያን ተወሲኩዎ ኣብ ከቢድ ጥዕናዊ ጸገም ይርከብ ፥ ኣብዚ ሰዓት እዚ ቤተስብን ፈተዉትን ዝዓቅሞም ብምዉጻእ ንዝለዓለ ሕክምና ንምርካብ ኣብ ሃገረ ኬንያ ይርከብ ፥ እንተ ኮነ እቲ ዝጠልቦ ሕክምናዊ ወጻኢታት ኣዝዩ ስለዝከበደ ፥ ናይ ሓግዙና ጻዊዒት ነቅርብ ኣሎና ፥ ሓዉና ሚኪኤለ ወዲ ስዉእን ጻንታን እዩ ፥ በዓልቲ ቤቱን ኣደ ሰለሰተ ደቁን መረብ ሃብተሚካኤል (ኣብታ ንስኪ ዶ ትብደሊ እትብል ደርፊ ጀማል ሮሞዳን ኣብ ክሊፕ ዝሰርሐት) ፥ በዓል ቤታ ስኢና ከይትብደል ፈሪሓ ኣላ ፥ እዚ ጸገም ተረዲእኩም ህይወት ሓዉና ሚኪኤል ሓጎስ ኣብ ትሕቲ ጽላል እግዝኣብሔር ንክተድሕን ሓገዝኩም ንሓትት ኣሎና
መረብ ሃብተማርያም +2917308889
Organizer
Aemro Berhanemeskel
Organizer
Oakland, CA