
Help for Yohannes Mesfin’s funeral.
Donation protected
ሓገዝ ንመስደዲ ሬሳ ሓውና የውሃንስ መስፋን.
ሓውና የውሃንስ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ኣብ መበል 23 ዓመቱ ብሓደጋ ምኽንያት ብሞት ተፈልዩና. የውሃንስ ኣብ ደቀምሓረ ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ ቅድሚ 5 ዓመት ከም ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሃገረ ጀርመን (Germany) ከተማ Herbon ዝቕመጥ ዝነበረ በዓል ብሩህ መጻኢ መንእሰይ እዩ ኔሩ: ስለዚ ንመስደዲ ሬሳ ዝኸውን ዓቕምኹም ከተበርክቱ ብትሕትና ንሓትት::
Organizer
Aklilu Tesfay
Organizer
England