- M
- S
ፊልሞን ተሸመ ከተም ጥሪ 12/ 1997 ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ንኡስ ዞባ ሻምብቆ ተወሊዱ ዓብዩ። ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ 2014 ካብ ኤርትራ ንስደት ኣምሪሑ፡ ከም ኩሉ ሰብ ብሱዳንን ሳህራን ኣብሉ ኣብ 2015 ኣብ ኣውሮፓ ጀርመን ኣትዩ ክስብ ሕልፈተ ሂወቱ ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ይነብር ኔሩ። ብዘጋጠሞ ጽቕጢ ናይ ኣእምሮ ኣብ ዕለት 20 ጥሪ ሂወቱ ሓሊፋ። ኣብዚ ሰዓትእዚ ፊልሞን ስድርኡ ክቃበጽዎ ሬስኡ ናብ ዓዲ ክለኽ ንመልኣኺ ዝኸውን ወጻኢታት ፈተውቱን ፡ ኩሉኹም ኤርትራውያን የሕዋቱን ኣሓቱን ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንሓትት።
Organizer and beneficiary
Hana Weldehawariat
Beneficiary

