Main fundraiser photo

Funeral Expenses for Lemlem Tesfom

Donation protected
መርድእ 

ብልቢ እነፍቅራ አዴናን ሓፍትናን ወ/ሮ ለምለም ተስፎም ወልደኣብዝጊ በዓልቲቤቶም ንአቶ አርአያ ተኽለሃይማኖት (ጣዕዋ ሓመስ) ብሃንደበት ቀዳም መስከረም 12 2020 ዓሪፋ።

ኩሉኩም ፈተውቲን ኣሕዋትን ኣሓትን ናይ ሓዘና ተኻፈልቲ ንምዃን ብአካል መጺእኩም ከተጸናንዑና ሰናይ ድልየትኩም ምዃኑ ይርድአና’ዩ። ኮይኑ ግን ነዚ ዘለናዮ ዘይንቡር ዓለምለኻዊ ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ግምት ብምእታውን ኩነታት ጥዕና ኩላትና ንምሕላውን ምስናይ ይቕሬታኡ ኣብ ዘዘለኹሞ ኬንኩም አዴናን ሓፍትናን ወ/ሮ ለምለም ብጸሎትኩም ከትዝክርዋ ንምሕጸን።

ንስለ ድሕነትና ኩልና ንገዛ ምብጻሕ ኣይፍቀድን።

ስድራ ቤት ነፍስሔር ወ/ሮ ለምለም ተስፎም ወልደኣብዝጊ

ሕሰም ኣይትርከቡ!

Donations 

    Organizer and beneficiary

    Efrem Kidane
    Organizer
    Renton, WA
    Bereket Teklehaimanot
    Beneficiary

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee