- s
- A
- E
My name is Yrgealem Yemane (chilfa) i am asking For medical help Ermias Biniam which is my son,he suffered from Congenital Glaucoma for over 11 years,but now he allowed to go abroad for treatment and the treatment money is beyond my means,
ስመይ ይርገኣለም የማነ(ጭልፋ) ይበሃል,ሓገዝ ንሕክምናዊ ኤርሚያስ ብንያም ወደይ ንልዕሊ 11 ዓመት ብኮንጀንቲና ግላክማ ዝተባህለ ሕማም ኣብ ከቢድ ኩነታት በጺሑ ስለዘሎ ሕጂ ደገ ከይዱ ክሕከም በቶም ኪኢላታት ሓካይም ተነጊርኒ እሞ ኣሕዋተይን ኣሓተይን እቲ ተባሂሉ ዘሎ ናይ ሕክምና ገንዘብ ከኣ ልዕሊ ዓቅመይ ኮይኑ ዝገብሮ ጠፊእኒ ክቡራት ኣሓተይን ኣሕዋተይ ብበዝዓቅምኩም ክትሕጉዙኒ ብስም እግዚኣብሄር ይልምነኩም።ሕማቅ ረኪበ ቆልዓ ናብ ዕውረት ገድህበሉ ኢዩ ሕጂ ተዘየሐኪምክዮ ስለዝቨሉኒ።በጃኩም ኣሕዋት ዓዓቅምኩም ሓጉዙኒ።

