- O


Name is D|r Tumzghi Tesfay
ህጹጽ ምድሓን ብርሓን ዓይኒ
ሰላም ጥዕና ሃበለይ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን
ኣነ ዶ|ር ጥዑምዝጊ ተስፋይ ዝተባሃልኩ፡ናይ ጥዕና ጸገም ስለዘጋጠመኒ መሰረታዊ ፍታሕ መጥባሕቲ ክገብር ስለዝተሓበረኒ፡ናይ ገንዘብ ዓቕሚ ስለዘይብለይ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ብጸሎትን ገንዘብን ኩሉ ሞራላዊ ደገፍን ብምውፋይ ኣብ ምፍታሕ እዚ ወርድኒ ዘሎ ጸገም ጥዕና ብትሕትና ሓገዝኹም ይሓትት ኣለኹ።
ተወከልቲ ፡
ፈረንሳ፡ተስፋዝጊ ተስፉሁነይ ተለ፡+33768294546
ጀርመን፡ኣኽበረት ተስፋኣለም ተለ፡+4915560224677
ኡጓንዳ፡ዶ/ር ጥዑምዝጊ ተስፋይ ተለ፡+256794080971
ሆላንድ፡ሰላም ይርጋ ተለ 0031685050319

