Hauptbild des Spendenaufrufs

Efrem Needs Us: Medical and Housing Help

Spende geschützt
ስላም ዝከበርኩም ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብዚ ላዕሊ ዘሎ ስእሊ ሓውናን መቃልስትናን ኤፍረም መላሽ ይብሃል። ኤፍረም ኣብ እስራል ድሕሪ ምእታው ንሰለሰተ ዓመታት ዝከዉን ዱሕሪ ምጽናሕ ኣብቲ ዝካየድ ዝነበረ ናይ መንእሰያት ቃልሲውን ብተወፋይነቱ ዓቢ ኣበርኩቶ ከምዝነበሮ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ ብዱሕሪኡ ውን ኣብ 2015 ምስ ቡጸቱ ቃልሲ ብተግባር ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ክንገብሮ ኣለና ብምባል ናብ ኢትዮፕያ ወረድ፣ ኣብ ኢትዮፖያ ምስ ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ቡጾቶም ምስ ተራከብ ድሕሪ ዝተወሰነ ኣዋርሕ ስሪሕት ንምክያድ ናብ ኤርትራ ኣምርሑ፤ ተቃለስቲ ተመሲሎም ብኣብ ቃልሲ ተጸፍየም ዝጸኑሑ ሉኡካት ህግደፍ ድማ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ህግደፍ ክኣትው ተገበረ። ንዝሓለፈ 9 ዓመታት ድማ ኣብ ትሕቲ ሕሱም ማእሰርት ግፍዕን ዱሕሪ ምጽናሕ ቅዱሚ ውሕዳት ኣዋርሕ ናብ ኢትዮፕያ ሰጊሩ ፤ ኤፍረም ሓውና ኣብዚ ኣዋን ሓገዝ ናይ መቃልስቱ የድልዮ ስለዘሎ ኣለናልካ ንበሎ ኩላትና ደለይቲ ፍትሒ።
Spenden

Spenden 

    Spenden

    Organisator

    Habtom Asfaha
    Organisator
    Oakland, CA

    Deine einfache, effektive und sichere Anlaufstelle für Hilfe

    • Einfach

      Schnell und einfach spenden

    • Effektiv

      Unterstütze Menschen und Zwecke, die dir am Herzen liegen

    • Sicher

      Deine Spende ist durch die Spendengarantie von GoFundMe geschützt