- E
- z
- A

Urgent medical assistance
0% complete
$1,295 raised of
10 donations
ሰላም ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ትርከቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ሓውና ኣገልጋሊ ሃይለ ተኽለ ብዘጋጠሞ ሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ሃገረ ጀርመን ሕክምንኡ ኣብ ምክትታል ይርከብ ኣሎ፣ ልክዕ'ዩ ኣብ ዝሓለፈ ጎፈንድሚ ተዳልዩ ገንዘብ ተዋጽኢሉ ነይሩ፣ግናኸ ኣብዛ ሰዓት ውን ተወሳኺ ናይ ጨረርታ ሕክምና ተሪፍዎ ስለ ዘሎ ፣ ስለዚ ኩላትና ንምድጋፍ ሓውና ክንቐውም ኣብዛ ተዳልያ ዘላ Gofundme ሓገዝና ከነብርክት ብፍቕሪ ኣምላኽ፡ንሓትት። ኣምላኽ ብነገር ኩሉ ምሳኹም እዩ!!
Organizer
Bereket Teklehaimanot
Organizer
