Main fundraiser photo

ሂወት ፊሊሞን ንኸነድሕን

Donation protected
ዓቀበት ፎርቶ ዘየድከማ እግሪ ፊሊሞን ክትቁረጽ ተገዲዳ.... ኣብ እንዳ ዜና ኤዲተር ኮይኑ እዚ ኩሉ ንርእዮ መደባት ብዘይ ዕረፍቲ ዝሰርሐ ፡ደኪመ ዘይፈልጥ ጥዑም መንእሰይ ፊሊሞን ብሰንኪ ስእነት መሐከሚ ገንዘብ ሓንቲ እግሩ ክትቁረጽ ተገዲዱ። ሕጂ ውን ካልእ ቅሳነት ዝከልእ ተውሳክ ቃንዛ ኣይተሳእነን ፡ ሕማሙ ናብ ሳንቡኡ ትልሕም ኣላ ዝብል ድርብ መርድእ ነታ ተለቂሓ ተመርቒሓ ናብ ቱርኪ ዘብጽሓቶ ስድራ በጺሕዋ።
ሰብ ክጻወሮ ዝክእል ጸገም ደረት ኣለዎ። ሕማም ፊሊሞን ብዘይ ሕክምናዊ ሓገዝ ካብዚ እንተቀጺሉ ን ኩሉ ፈላጢኡ ዘይወጽእ ጣዕሳ እዩ። ስለዚ ናይ ሻሂና ገዲፍና ሂወት ፊሊሞን ነድሕን።
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Tekle Yohannes
    Organizer
    England

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee