- D
- H
Peace be upon you. my dear people, who live in different part of the world and who are participating in this great event. My name is kibrom Adhanom . My origin is Eritrea . I am currently liveing in Israel .
I am currently suffering from lung cancer . The cost of treating this cancer is beyond my means.
I ask you in the name of God to help me financially . Thank you in the name of God for any help may give me.
ዝኸበርኩም ደቂ ዓደይን ፈተውተይ ከምኡውን ኣብዚ ሰናይ ተግባር ክተሳተፉ እትደልዩ ገበርቲ ፅቡቅ ። ኣነ ክብሮም ኣድሓኖም ወይ ብወዲ ኩዒታ እትፈልጡኒ ተወሊደ ዝዓበኹሉ ኤርትራ ኮይኑ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣበ እስራኤል እርከብ።
ክቡራት ኣሕዋተይ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብሕማም ናይ ሳንባ ካንሰር ( ናይ ሳንቡእ መንሽሮ) ይሳቀ ስለዘሎኹ ንሕክምና ዝኸውን ወፃእታት ዓቅሚ ስለ ዘይብለይ ሓገዝኩም እሓትት ኣሎኹ ።
ንኹሉ እትገብሩለይ ሓገዝ ብፈጣሪ ስም የመስግን።


