Main fundraiser photo

Debre Sahl St.Michael Eritrean Orthodox Church

Donation protected
Help us buy a Church:

The God of heaven, he will prosper us; therefore we his servants will arise and build: Nehemiah 2-20

In 2014, we established the Eritrean Orthodox Tewahedo Church in San Antonio, Texas, dedicated to Abune Teklehaimanot Tsadik. Until 2021, we grew together in faith. Unexpectedly, a decision was made by our church chairman to disconnect from the administration of the Holy Synod of the State of Eritrea, catching us off guard.

As devoted members, we tried to resolve this issue, but our efforts fell short. Thus, we founded Debre Sahle St. Michael Church, operating under the Eritrean Synod. However, the property and finances of our original church remain under the control of those who disagree.

We now rent an Indian Orthodox church for our services, but we dream of a church of our own, a lasting home for our faith. We believe in the words "It is more blessed to give than to receive."

Today, we invite you, our fellow believers, lovers of St. Michael, and those who value unity, to support us in building a place of worship we can call our own. Your contribution, big or small, will make a difference. Join us in this journey of faith and generosity.

Let each man give according as he has determined in his heart;
not grudgingly, or under compulsion; for God loves a cheerful giver.




With gratitude,

  • ብ zelle ድማ በዚ ዝስዕብ ኢመይል ብምጥቃም ክንልእክ ንክእል

  • ናብዚ ዝስዕብ Cash App ክንልእክ ንክእል
$KudusMichael

‘’ ኣምላኽ ሰማይ ከቕንዓልና እዩ’ሞ ንሕና ባሮቱ ተንሲእና ክንዐዪ ኢና’’ ንህ 2፡20

ናይ ሓገዝ ጻዉዒት ካብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን
ኣብ ከተማ ሳን ኣንቶንዮ፡ ቴክሳስ እንነብር ሰዓብቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣብ 2014 ዓ.ም ብስም ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቕ "ምስራቀ ጸሃይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት" ዝበሃል ቤተክርስትያን መስሪትና ክሳዕ 2021 ዓ.ም ብጽቡቕ ንጓዓዝ ነይርና፡ እንተኾነ ግን ኣብ ወርሒ ለካቲት 2021 ዓም ብሃንደበት ብዘይ ኣፍልጦ ናይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣባላት ብኣቦመንበር ናይታ ቤተክርስትያን ሃንደበት "ንቤተክርስትያንና ካብ ምሕደራ ቅዱስ ሲኖዶስ ሃገረ ኤርትራ" ኣውጺእናያ ኣለና ዝብል ውሳኔ ተዋሂቡና። ገለ ክፋል ተመላለስቲ ኣባላት ናይታ ቤተክርስትያን ዝነበርና ነቲ ምፍላይ ስለዘይተቐበልናዮ ነቲ ዝነበረ ጸገም ብትዕግስትን ብልዝብን ክንፈትሖ እዃ እንተጸዓርና ጻዕርና ክሳኻዕ ብዘይምኽኣሉ፡ ብሰናይ ምትሕብባርን ፍቓድን ሃገረ ስብከት ናይ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን፡ ኣብ ትሕቲ ጽላል ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ዝመሓደር ደብረሳህለ ቅዱስ ሚካኤል ዝበሃል ሓዲሽ ቤተክርስትያን ኣብ ዝሓለፈ መስከረም 2022 ዓ.ም ክንምስርት በቒዕና ኣለና። 

ይኹን እምበር እቲ ዓዲግናዮ ዝነበርና ምስራቀ ጸሃይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ይኹን ሓፈሻዊ ገንዘባዊ ትሕዝትኡ ኣብ ትሕቲ ኣባላት ሰባኻ ጉባኤ ብምጽንሑ እሞ ከኣ ዝበዝሑ ኣባላት ሰበኻ ጉባኤ ምስ ምስራቀ ጸሃይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ስለዝወገኑን መበገሲ ክኾነና ዝኽእል ገንዘብ ስለዘይበረናን ነዚ መስሪትናዮ ዘሎና ሓዲሽ ቤተክርስትያን ንግዚኡ ኣብ ናይ ህንዲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ብኽራይ ንጥቀም ኣለና። ክራይ ንግዚኡ መጽንሒ ጽቡቕ እዃ እንተኾነ እቲ ናይ ሓዋሩ ፍታሕ ግን ናተይ እትብሎ ቤተክርስትያን ክህልወካ ምግባር ስለዝኾነ፡ ንሕና ኣባላት ሰበኻ ጉባኤ ደብረሳህለ ቅዱስ ሚካኤ ሳንኣንቶንዮ ከምቲ ቅዱስ ቃል "ካብቲ ዝቅበል እቲ ዝህብ'ዪ ዝባረክ" ከም ዝበሎ ጸገምና ተረዲእኩም ኣፍቀርቲ ቅዱስ ሚካኤ ሊቀመላእክት ዝኾንኩም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን፡ ናይ ቤተክርስትን ማሕበራት፡ ናይ ትምህርቲ ሰንበት ማሕበራትን፡ ግዱሳት ወሃብቲ ሰብ ጸጋን እዚ ገንዘብ ናይ መተኣኻኸቢ ናይ Gofundme link ወይ ጥብቆ ንዝርግሖ ኣለና እሞ ከከም ዓቕምኹም ዘፍቅዶ ኣብዚ ናይ ቅዱስ ሚካኤል በረከት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድም።

‘’ ኣምላኽ ሕጕስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ከምቲ ብልቡ ዝሕለኖ ይሃብ‘’

 GoFundMe Giving Guarantee

This fundraiser mentions donating through another platform, but please know that only donations made on GoFundMe are protected by the GoFundMe Giving Guarantee.

Donate

Donations 

  • Anonymous
    • $80
    • 1 yr
  • Haile Gebremichael
    • $100
    • 1 yr
  • Redwan Negash
    • $150
    • 2 yrs
  • Anonymous
    • $200
    • 2 yrs
  • Anonymous
    • $200
    • 2 yrs
Donate

Organizer

DEBRE SAHLE ST MICHAEL CHURCH
Organizer
San Antonio, TX

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee