
ሓገዝ ንብናይ ኩሊት ሕማም ትሳቐ ዘላ ሓብትና ሚዛን ግደ
Donation protected
ሓብትና ሚዛን ግደ ንናይ ኩሊት ሕክምና ዝኸውን መሐከሚ ስለ ዘይብላ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሕማም ትሳቐ ዘላ ኤርትራዊት ዜጋ ኢያ። ዝኾነ ሓጋዚ ስለ ዘይብላ ናብ ህዝቢ ሓደራ ትብለና ኣላ እሞ፣ ሓደራ ዓቕምና ብምሕጋዝ ህይወት ሓብትና ነድሕን።
Organizer
Natnael Ghilazghi
Organizer
England