
ተመስገን ረዘነ
Donation protected
ብምኽንያት ሞት እነፍቅሮ ሓውና ተመስገን ረዘነ ኣብ ዓድና ( ኳዜን ) ዘቃበርኩምና ግዜኹምን ገንዘብኩምን ጉልበትኩምን ከይቆጠብኩም ኣብ ገዛና ብምምጻእ፡ ከምኡ ድማ ብቴሌፎንን ብኹሉ መራኸቢታትን ዘጸናናዕኩምና ኣብ ቀረባን ርሑቕን ዘለኹም ቤተሰብ ፡ኣዕሩኽ፡መቕርብን መተዓብይትን የቐንየልና ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ሓዘንና ከምዝዓጸና ብትሕትና ክንሕብር ንፈቱ።
ምሉኣት ስድራቤት።
የሱስ ከኣ፡ ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ። እቲ ብኣይ ዝኣምን እንተ ሞተ እኳ፡ ብህይወት ኪነብር እዩ።
ወ. ዮሐንስ 11:25
ምሉኣት ስድራቤት።
የሱስ ከኣ፡ ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ። እቲ ብኣይ ዝኣምን እንተ ሞተ እኳ፡ ብህይወት ኪነብር እዩ።
ወ. ዮሐንስ 11:25
Organizer
Kaleb Mehari
Organizer
Apple Valley, MN