Donation protected
It is with great sadness and hope in the resurrection that our beloved brother Berhane Mahari Yishak, husband of Reem Tekleyes has passed away in the Lord while he was in Mozambique for work, while his family is in Brisbane. (Reem is daughter of Ato Tekleyes Teweldemedhin, Mama Saba Abraham and Michael Gebresilassie (Wedi keshi). Berhane’s sudden departure after very short illness came as a shock to all of us. And now his body is being transported from Mozambique to Brisbane and funeral being arranged here in Brisbane.
Berhane is loved by all who knows him. He leaves behind his loving wife, Reem, and three blessed children.
As friends of the family, we reach out to you for your compassion and generosity to help cover the funeral expenses and to support his family through these difficult times.
Your compassionate and generous contributions are much needed in addition to your blessed prayers. God loves a cheerful giver. So may God reward you with earthly and heavenly
May the Lord repose the soul of our beloved brother Berhane Mahari Yishak and comfort his family and all of us.
ሰላም ዝከብርኩም ኣሕዋትን ስድራ ቤትናን
ከም ኩልኹም ዝሰማዕክምዎ፥ እዚ ኣጋኒፉ ዘሎ ሕልፈት ናይ ኩቡር ሓዉናን ወድናን ነፍሠ-ሔር ኣቶ ብርሃነ ይስሓቕ፥ በዓል በታ ን ኽብርቲ ሓፍትና ሪም ተኽለየስ ( ጓሎም ን ኣቶ ተኽለየስ ተወልደመድህንን ን ወይዘሮ ሳባ ኣብራሃምን ን እቶ
ሚክኤል ቐሺ ገ/ስላሴ (ወዲ ቐሺ)) ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እንዳ ገለጽና። እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ድንገት ኣዝዩ ዘሰንብድ ኮይኑ፥ ሓዉና ኣቶ ብርሃነ ብስራሕ ምኽንያት ኣብ ሃገረ ሞዛምቢክ ክቕመጥ ድሕሪ ምጽናሑ፥ ብዘጋጠሞ ድንገታዊ ሕማም ካብዛ ዓለም ብ ሞት ተፈልዩና ኣሎ።
ኣቶ ብርሃነ ኣዝዩ ምቕሉልን ፍቱውን ከም'ኡ ዉን ለጋስ ከም ዝነበረ ብፈተውቱን፥ መቕርቡን ይገልጹ።
ብርሃነ ህርኩት ጻዕራም ኣቦ ስድራ ኮይኑ፥ ን ክብርትን ፍትውትን በዓልቲ በቱን 3 ፍትዋት ህጻናት ደቁ ገዲፉ ተፈልዩና ኣሎ።
ስለዚ ንስድራበቱ ንምሕጋዝ፥ ረሳ ካብ ሃገረ ሞዛምቢክ ናብ ኣዉስትራልያ ንምምጻእን ከማኡ ድማ ን መቓብር ዝኸውን ከቢድ ወጻኢታት ስለ ዝሓትት፥ ከም ኩሉ ጊዘ ኢደይ ኢድካ አልና ነዚ ወጻኢታት ንምሽፋን ክንተሓባበር ብስም ልዑል ፈጣሪ ንምሕጸነኩም ኣሎና።
ንሕና መቕርብን ፈተውትን ስድራቤት ነዚ ናይ ረሳ ምምጻእን ንመቓብር ዘድሊ ወጻኢታት ን ምሽፋን ገንዘብ ናይ ምእካብ መደብ ኣውጺኢና ንንቐሳቐስ ስለ ዘሎና፥ ኣብዚ ኣዳሊናዮ ዘሎና ናይ Gofundme ሓገዝኩም ከተወፍዩ ብትሕትና ንላቦ
ኣቐዲምና ነቲ ልግስናኹምን፥ ምትሕብባርኩምን ብስም ልዑል ፈጣርን መላእ ስድራቤትን ነመስግን፥
ራእይ 14:13፤ ካብ ሰማይ ድማ ከምዚ ዝብል ድምጺ ሰማዕኩ “እቶም ካብ ሕጂ ብጐይታ ዚሞቱ ምዉታት ብጹኣን እዮም። እወ፡ ግብሮም ኪስዕቦም እዩ እሞ፡ ካብ ጻዕሮም ኪዐርፉ እዮም”
Organizer
Ariam Ghebreselassie
Organizer
Richlands, QLD