
Beraki Berhe Teklehaimanot & Funeral service.
Donation protected
Beraki Berhe Teklehaimanot
January 1-1971 to June 30/2021
Beraki Teklehaimanot
ዝተወልደሉ ጥሪ 1/1971 — June 30/2021:
በራኺ በርህ ተክለሃይማኖት ንሕቡራት መንግስታት አሜሪካ አብ መጀመርታ 2012 መጺኡ ንሓንቲ መዓልቲ ከየዕረፈ ብሕማም ከሳቀ ድሕሪ ምጽናሕ ረቡዕ 30 ሰነ ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ። ክቡራት
አሕዋት እዚ ሓውና ንምፍናዉ ከምቲ ቅዱስ ተግባርና ዓዓቅምና ክንሕግዝ ሓደራ እብል። ንመዋቲ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ። ንስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብኩም።
Organiser
Tekeste Araya
Organiser
San Diego, CA