
ህጹጽ ሓገዝ ንሕክምና ብናይ ርሲ ካንሰር ንትሳቐ ዘላ ሓፍትና
Donation protected
መተሓሳሰቢ
ገንዘብ ከተወፈዩ ከለኹም ቅድሚ (Continue) ዝብል ምጥዋቁም (Enter custom tip) ጠዊቁም ነቲ Tip Amount ዝብል $0 ግበርዎ ምእንቲ 12.5% ካብ ወፈያኩም ንከይውሰድ።
ንሕና ስድራቤት መም ብርሃነ ገብረክርስቶስ (ጉርጃ) ዓዲ ጉልቲ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ዞባ ዶቡብ ምስ ባዓልቲ ቤተይ መም ኣኽበረት ተኽለ ደሱ ዓዲ በራቒት ዓባይ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ዞባ ዶቡብ። ኣብ 1990 ተመሪዕና ከምኢውን 3 ቆልዑ ወሊድና ተቐማጦ ኣስመራ ኢና። ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ጸገም አይትርከቡ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ጸገም ግጢሙና፤ እታ ዝነኣሰት ጋለና ጋል 23 ዓመት መም ልዋም ብርሃነ ኣባል ቤት ትምህርቲ ፍኖተ-ጥበብ፤ ሃንደበት ብዝሓደራ ናይ ርእሲ ካንሰር ሕማም ብቓንዛ ትሳቐ ኣላ። ከምኡውን ብሕክምና ንወጻኢ ሃገር ከይዳ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክትረክብ ሪፈር ስለዝተባህለት እቲ መሐከሚ ገንዘብ ግን ልዕሊ ዓቅምና ስለዝዝኮነ ኣብ መሉእ ዓለም ትርከቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ብዓቅምኹም ክትሕጉዙና ንሕና ወለድኹምን ኣሕዋትኩምን ስድራቤት መም ልዋም ብርሃነ ብትሕትና ንሓትት ንኹሉ ትገብሩሉና ሓገዝ ከአ ልዑል ፈጣሪ ይሓግዝኩም።
ዝከበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ንኩሉ ትገብሩልና ሓገዛት ብልቢ እንዳ አመስገና፤ እዛ ሊንክ ኣብ ኩሉ ሰብ ምእንቲ ክትበጽሕ ሸር ምባል ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና።
ከም ተወሳኪ ብስፍሕ ዝበለ ኩነታት መ/ር ልዋም ብርሃነ አብዚ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ YouTube ሊንክ ክትከታተልዎ ንምሕጸን።
ንዝያዳ ሓበሬታ፤
- መ/ር ኣክበረት ተኽለ ደሱ ፡ 00291 7324598 ኣስመራ
- መ/ር ብርሃነ ገብረክርስቶስ (ጉርጃ) ፡ 00291 7276955 ኣስመራ
- ነብያት ሃይለ ተኽለ ፡ 0046762701981 ስዊድን
- ዓንዲት ሃይለ ተኽለ ፡ 004915213862568 ጀርመን
- መሓሪ ሃይለ ተኽለ ፡ 00251925228327 ኢትዮጵያ
Organizer
Abraham Yosief
Organizer
Ottawa, ON