Amanuel GILE BAYEW (ኣማንኤል ጊለ) for Kidney Transplant

Amanuel GILE BAYEW (ኣማንኤል ጊለ) for Kidney Transplant video thumbnail, 1 of 4Amanuel GILE BAYEW (ኣማንኤል ጊለ) for Kidney Transplant video thumbnail, 1 of 4
Amanuel GILE BAYEW (ኣማንኤል ጊለ) for Kidney Transplant campaign photo, 2 of 4

  • G
  • T
  • a
138 donors
Fundraiser’s main image
0% complete

$27,529 raised of $80K

Amanuel GILE BAYEW (ኣማንኤል ጊለ) for Kidney Transplant

Amanuel GILE BAYEW (ኣማንኤል ጊለ) for Kidney Transplant

0% complete

$27,529 raised of $80K

138 donations
Donation protected
ህጹጽ ጻውዒት ሓገዝ፡ ንህይወት ጻዕራም፡ ዕጉስ፡ ህዱእ ኣቦ ነድሕን! ንሓውና ኣማንኤል ጊለ ህይወት ንምድሓን ብትሕትና ሓገዝኩም ንሓት! መን እዩ ኣማንኤል ጊለ?
ኣብ ኣስመራ፡ ከባቢ ዓዲ ሰግዶ ተወሊዱ ዝዓበየ ኣማንኤል ጊለ፡ ለጋስን ሕያዋይ ልቢ ዝውንን ጻዕራም ኣቦ እዩ። ኣማንኤል ከም ኩሉ ዜጋ ሃገራዊ ግቡኡ ብምልኣትን ልቢ ንነዊሕ ዓመታት ሃገሩ ብንጡፍ ኣብ ምግልጋል ዝርከብ ሓቦኛ ኣቦን እዩ።እቲ ዘጋጠመ ከቢድ ሕክምናዊ ጸገም ሓውና ኣማኤል ብኸቢድ ናይ ክልተ ኮላሊቱ ሕማም ክሳቐ ካብ ዝጸንንሕ ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝከኣል ሕክምና ክትከታተል ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሕጂ ክልቲኡ ኮላሊቱ ምሉእ ብምሉእ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ኮይኑ ኣሎ። በዚ ምኽንያት፡ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ሓካይም ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ስለ ዝኾነ፡ ህይወቱ ንምድሓን እንኮ መፍትሒ ናብ ወጻኢ ሃገር ከይዱ ህጹጽ ናይ ኩሊት ምስግጋር ሕክምና ክገብር ከም ዘለዎ ኣፍሊጦምዋ ኣለዉ።*ናይ ሓባር ሓገዝና የድልያ ኣሎ እዚ ኣብ ወጻኢ ሃገር ዝግበር ምስግጋር ኩሊት ሕክምና ኣዝዩ ክቡርን ካብ ዓቕሚ ኣማንኤል ስድርኡ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ። ስለዚ፡ ናብ ኩልኹም ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ፍትዋትን ክቡራትን ኤርትራውያንን የሕዋትን ኣሓት፡ ህይወት እዚ ጻዕራምን በዓል ትዕግስትን ኣቦ ንምድሓን፡ ናይ ልግሲ ኢድኩም ክትዝርግሑልና ብትሕትና ንጽውዕ።ነፍሲ ወከፍ ሓገዝኩም፡ ንኣማኤል ናብቲ ዘድልዮ ሕክምና ንኽበጽሕ ሓደ ስጉምቲ የቕርቦ። ዝኾነ ይኹን መጠን ናይ ልግስኹም ዓቢ ለውጢ ከምጽእ ይኽእል እዩ።
ከመይ ክንሕግዝ ንኽእል?፦ ኣብዚ ናይ GoFundMe ገጽ ብምእታው ዝከኣለኩም መጠን ብምውፋይ።
ነዚ ሓበሬታ ምዝርጋሕ ማለት ነዚ ጻውዒት ኣብ ናይ ማሕበራዊ መራኸቢታትኩም (Facebook,Instagram, WhatsApp, TikTok, Telegram ወ.ዘ.ተ) ብምዝርጋሕ፡ ሓበሬታ ናብ ብዙሓት ሰባት ክባጻሕ ሼር ምግባር ሓግዙና።
ብልግስኹምን ደገፍኩምን ህይወት ሓደ ጻዕራምን ዕጉስን ኣቦ ክድሕ…‎እዩ። እግዚኣብሔር ጻማኹም ይሃብኩም፡ በረኸቱ ድማ የብዝሓልኩም። የቐኔለይ ኣማንኤል ጊለ።
Donate

Organizer

SAMSON SIBHATU
Organizer
Charlotte, NC
  • Medical
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee