- T
- G

ሓገዝ ንሴም ተወልደ
0% complete
CHF1,622 raised of CHF9K
11 donations
ሰላም ሰላም ዝኸበርኩምን ዝኸበርኽንን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለኩም ኣሕዋተይ ኣብ ዘለኩሞ ኩሉ ሰላም እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን እንዳበልና እምበኣር እዚ አብ ታሕቲ ትሪእዎ ዘለኩም ሓወይ ሴም ተወልደ ቀሺ ጸጋይ ይብሃል ተወሊዱ ዝዓበየሉ ዓዲ ዓዲ ቆዶ ዝበሃል ከባቢ መንደፈራ እዩ ቅድሚ 2 ወርሒ ናብ ሊብያ ብምኻዱ (9000$) ዶላር ተሓቲትና እዚ ኸኣ ልዕሊ ዓቅምና ስለ ዝኾነ ክሳብ ሕጂ ከኣ ዋላ ሓንቲ ዝሓዝናዮ የብልናን በጃኩም ኣሕዋትና ዓቅልና ጸቢብና ምእንቲ ወላዲት አብ ትሕቲ ፈጣሪ ሂወቱ ንምድሓን ዓዓቅምኩም ሓጉዙና እቶም ክንሕግዝ ዓቀሚ ዘለና ብገንዘብ እቶም ዓቅሚ ዘይብልና ከኣ ብፀሎት share ብምባል ተሓባበሩና እንዳ በልና ብስም ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ንልምን ኣለና ንዓኹም ሒዝና ኸም ዘይንሓፍር ንፈልጥ ኢና ንእትገብርዎ ሓገዝ ኣቀዲምና ብስም ፈጣሪ ነመስግን ዓስብኹም ካብ እግዚአብሔር ርኸብዎ ዘውጻኹሞ ይተካኣልኩም ንብል።
ኽትሕጉዝና ንእትደልዪ ንኹሉ ሰብ ንኽጥዕሞ በዚ GofundMe link ገይርኩም ዓዓቚምኹም ለኣኹልና ኣቐዲምና ስለ ሰናይ ተግባርኩም ነመስግን ክብረት ይሃበልና።
ሓታቲት
ሄለን ተወልደ
