Main fundraiser photo

Aboy cancer slezehamem hagezkum delye $100,000

Donation protected

ጻዊዕት ሓገዝ ንብሕማም ዝሳቀ ዘሎ ሓውና

ሰላምታና ብምቅዳም ሓውናን ኣቦናን እቶ ገብሪሂወት ኣብርሃ ተኽለ ተወላዲ ዓዲ ሓዲድ (ማይሰራው) ነባራይ ተሰነይ ዝኾነ ንሓያሎ ኣዋርሕ ብሕማም ናይ ቆርበት ካንሰር ኣብ መንከሱ ተጠቂዑ ስለዘሎ ፡ ብውሽጣዊ ዓቅሙን ብሓገዝ ደቁን ክሳብ ሕጂ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኡጋንዳን ክሕከም ተፈቲኑ እሞ ልዕሊዓቅምና ኢዩ ብምባል ናብ ሃገረ ታይላንድ Thailand) (ከይዱ ክሕከም ከምዘለዎ ዝብል ሓቢሬታ ሂቦምና ፡ ሕጂ ድማ ናብ ሃገረ ታይላንድ ከይዱ ኣሎ ፡ ኣብኡ ድማ ተመርሚሩ ኣዚዩ ብዙሕ ገንዘብ ክሳብ ሚእቲ ሽሕ ዶላር ($100,000) ስለዝሓተቱና ናባኹም ናብ ኣሕዋትናን ድሕነት ሓውናን ኣቦናን ኣቶ ገብሪህወት እትግደሱ በቢዓቅምኹም ክትሕጉዝና ብትሕትና ንሓትት። ሓውናን ኣቦናን ኣቶ ገብሪሂወት ኩነታት ጥዕኑኡ ናብ ኑቡር ክምለስ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ሓገዝኩም ይጽበ ኣሎ።
ኩነታት ጥዕንኡ ናይ ቆርበት ስለዝኾነት እዚ ትሓቲትዎ ዘሎ ዓቀን ገንዘብ እንተ ተዋህሊሉ
፡ ኣብ ትሒቲ ሉዑል ፈጣሪ ክሓዊ ከምዝኽእል ሙሉእ ተስፋ ኣሎና።


Organizer

Bana Gebrihiwit
Organizer
Laksevåg, 12

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee