Main fundraiser photo

Funeral arrangements for Haimanot Berihu

Donation protected
መምህር ሃይማኖት በሪሁ፡ በዓልቲ ቤቶም ንቀሺ ኣፈወርቂ ሃብተገርግስ፡ ብጹኑዕ ሓሚማ ኣብ ዩጋንዳ ክትሕከም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ብዕለት 29 ጉንበት 2022 ዓሪፋ፡ ናብቲ ካብ ንእስነታ ዝሰዓበቶ ጐይታ ተኣኪባ ኣላ። ስለዚ ክቡራት ኣሕዋት ከምቲ ሓሚማ ኸላ ዝሓገዝኩምዋ፡ ሬሳ መምህር ሃይማኖት ካብ ዩጋንዳ ናብ ኤርትራ ንምልኣኽል፡ ኵልና ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን ተመሃሮኦምን ፈተውቶምን ኣብ ጐኖም ደው ክንብል ብትሕትና ንላቦ። “ንጽቡቕ ግብሪ ኣይንሰልኪ።”
 
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer and beneficiary

    Kesete Beraki
    Organizer
    Washington D.C., DC
    Tesfayesus Habtegergish
    Beneficiary

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee