$10dollars Challenge to support our monastery in Eritrea

21 donors
0% complete

kr 2,590 raised of kr500K NOK

$10dollars Challenge to support our monastery in Eritrea

Donation protected


በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!

ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገዳምና ንምሕጋዝ 10 ዶላር ብድሆ::

ሓጺር መግለጺ ናይ ራኢ ገዳማትና፡
ዝተመስረተሉ ዕለት ኣብ ወርሒ 10/2024 ኮይኑ። ወርሓዊ $10 ዶላር ወይ ከኣ 100kr ክሮነር ቀዋሚ ዝዋጻሉ አዪ:ቀዋሚ ሓገዝ ክንብል አንከለና ወርሒ ወርሒ ነዋጽኦ ዩ። አምበር ዓቅምና ዝበልናዮ ከም ተወሳኺ ሞባአ ኪንከፍል ንክአል ኢና፣ ከምኡ ከኣ ናይ ዝደለናዮ ወርሒ ወይ ከኣ ዓመት በሓንሳብ ክንከፍል ይክኣልዮ።

ዕላሙኡ ከኣ ነቲ ተሃስዩ ብዙሕ ሓገዝ ዘይረከበ ገዳማትና ብዓቅምና ዘድልዮ ጽገናታት ሓገዝን ንክንገብረሉ ዩ።
በቲ አግዛብሔር ዝሃበና ጸጋን ጥዕናን በዓቅምና አንህቦ ንእሽቶ ሓገዝ፥ተኣኪቡ ኪከይድ አንከሎ ደሓን ዩ አሞ።
ኣብቲ ብ ዉሑድ አንገብሮ ሓገዝ ተኻፈልቲ ናይዚ ዓቢ በረኸት ስለ ዚገበረና ን ሉኡል ኤግዝኣቢሔር ኣምላክና ክብርን ምስጋና ይኹኖ ኣሜን!
ን ዝያዳ ሓበሪታ በዛ whatsapp link ኪትረክቡና ትከሉ አኩም.

Organizer

Raie Gedamatna
Organizer
Gardermoen, 2

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee