- H
- F

ሓገዘ ናይ መፋነዊ ሬሳ ናብ ዓዲ
0% complete
€2,709 raised of €50K
48 donations
ሰላም የሕዋተይ ኣነ ሓውኹም ተኽሉ የማነ ዝተባሃልኩ ነባሪ ሆላንድ ኮይነ መበቆል ዓዲ ኣቦይ ሊባን መቦቆል ዓዲ ኣደይ መለዛናይ ሓወይ ሃብቶም የማነ ዝተባህለ ኣብ ኣሜሪካ ብሃንደበት ብዕለት 16-11-2025 ብሞት ተፈልዩኒ::ሃብቶም ሓወይ ኣብ ኣሜሪካ ካብ ዝኣቱ ክልተ ዓመት ዝገበረ ወረቀቱ ጌና ዘይወሰደን ኮይኑ ግን ሕማቕ ኣይትርከቡ ሕማቕ ረኺብና፡ ሓዘናን ጓሂናን ከይኣኽለና መስደዲ ሬሳ ካብ ኣሜሪካ ከባቢ 40.000 " 40 ሽሕ " ዶላር ከምኡ ውን ኣብ ሕክምና መጽንሒ መዓልታዊ 550 ዶላር ይቕጽር ብምህላዉ እዚ ድማ ኣዝዩ ልዕሊ ዓቕመይ ብምዃኑ ክትሕግዙኒ ብልቢ ንምሕጸነኩም። መዋቲ ሓወይ ሃብቶም በዓል ሓዳርን ኣቦ 2 ቆልዑን ኢዩ። ሬሳ ሓውና ሃብቶም ናብ ኤርትራ ከተማ ተሰነይ ንኽንሰዶን ስድራ ድማ ቀቢሮም ንክቐብጹ የሕዋተይ ዓዓቅምኹም ክትሕግዙኒ ብልቢ ይልምነኩም።
እግዝኣቢሄር ኣምላክ ካብ ሕማቕ የድሕንኩም ንእትገብሩለይ ሓገዝ ድማ ካብ ብልቢ የምስገን።
Organizer
Teklu Yemane
Organizer
