
ሓገዝ ንሓውኹም ዘርኦም ዘመደ
Donation protected
ሰላምታይ ብምቅዳም ኣነ ሓውኹም ዘርኦም ዘመደ ቀሺ ገረመድህን ዝተባሃልኩ ኣብ ሰምዓሰም ጉሕጭዓ ዞባ ደቡብ ተወሊደ ኣብ ኣብ 2000 ዓ/ም 13 ዙርያ ሃገረዊ ኣገልገሎት ተዓሊመ ካብ ሰራዊት ብሕማም ካንሰር ምኽንያት ኣብ 2021 ንሕክምና ናብ ቱርኪ ቦርደ ተባሂለ ንሕምክምና መጽየ ክሳብ ሕጂ ድማ ዳርጋ ሰለስተዓመት ኣብ ሕክምና ኣሎኹ ድሕሪ ኦፐረሽን ምግባረይ ውን ክልተ ዓይነይ ሲኢነ ፣እንተኾነ የህዋተይ ኣየሽግርን ኢለ ናተይ ዝነበረኒ ይኹን ናይ ቤተሰበይ ኩሉ ወዲአ፣ ሕጂ ግን ኩሉ ልዕሊ ዓቅመይ ኮይንኒ ምኽንያቱ ብሕጂ ውን ንዓመትን መንፈቅን ኣብ ትሕቲ ሕክምና ስለ ድጸንሕ ነዚ ተሪፍኒ ዘሎ ግዝየ ንመሐከሚ ዓቅሚ ስለ ድዋሓደኒ 4 ደቀይ ውን ኣብ ኤርትራ በይኖም ገድፍናዮም ምስ ብዓልቲ ቤተይ ው/ሮ ኣስካሉ በርሀ ንክትመርሓኒ ምሳይ ስለደላ ክቡራት የሕዋተይን ኣሓዓተይን ኣቦ ደቀይ ንኽኸዉን በብዓቅምኹም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም።
ሓዉኹሞ ዘርኦም ምስ ብዓቲቤተይ ኣስካሉ በርሀ¨።
Organizer
Davit Mengstab
Organizer
Viganello, TI