
ሓገዝ ንሓውና ኣብርሃም ዘካሪያስ (ኣባ ችካና - ሓጸል)
Donation protected
ሓውና ኣቶ ኣብርሃም ዘካርያስ ተስፋጽዮን (ኣባ ችካና - ሓጸል) ኣቦ 3 ውሉድ: ኣባል 9ይ ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት: ሓኪምን ኣውቲስታ- ኣምፑላንስን ግንባር ማይ-ዓይኒን ዓላ-ባዚትን: ዕባይ ካምፖ-ፖሊስ (ኣባሞቻል/ እምባጋልያኖ): ተቐማጢ ደቀምሓረን መበቆል ዓዲ ደቂወርሲ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ኮይኑ፡ ብዘጋጠሞ ናይ ኩሊት ጸገም ካብ ኤርትራ ወጻኢ ክሕከም መዲካል ቦርድ (Medical Board) ስለዝተባህለ: እቲ ንመሐከሚ ዝተባህለ ገንዘብ ልዕሊ ዓቕሙ ስለዝኾነ: ካብ ከምዚ የድሕንኩም እናበልና: ኩሉኹም በብዝከኣለኩም ሓገዝኩም ከተበርክቱልና ብስም ፈጣሪ ብትሕትና ንሓትት። ንትገብሩልና ምትሕብባር ካብ ልቢ ነመስግን።
1. Abraham Zecarias Tesfasion ኣብርሃም ዘካርያስ ተስፋጽዮን ( ንግዳዊ ባንኪ ኤርትራ) (Commercial Bank of Eritrea) Saving Account Number 163337
Telephone number +291-7342576
2. ንግሰቲ ቀላቲ Tel: +291-7851957
3. Micael Zekarias Tesfazion Tel: +14696641998
Organizer
Micael Zekarias
Organizer
Rosenberg, TX