- A

Temesgen Tsegay Meles (Wedi Tebeka) - Assistance Needed
0% complete
$474 raised of $58K
8 donations
ሰላም አብ መላእ ዓለም እትርከቡ የሕዋት ኣሓት መተዓቢቲ መማህርትን የዕሩኽ መሓዛን ገበርቲ ሰናይን መጀመርያ ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም እግዚኣብሄር ምስኩሉኩም ይኹን ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ክህበኩም ይምነ : ብምቕጻል አነ ሓዉኹም ተመስገን ጸጋይ መለስ (ወዲ ጠበቓ)ዝተባሃልኩ ኣብ ኣስመራ ሓድሽ ዓዲ ን ዕዳጋ ሓሙስ ን ዝዓበኹ በዓል ሓዳርን አቦ ሓሙሽተ ቆልዑትን ኮይነ ብዝሓደረኒ ሕማም ልብን ሽኮርያን ጸጋማይ ኢደይን ጸጋማይ እግረይን ብስትሮክ መልመስቲ ስለ ዘጋጠመኒ ቅድሚ ሕጂ የሕዋተይ ብዝገበሩለይ ደገፍ ናብ አዲስ አበባ ብምኻድ ሕክምና ጌረ እኳ እንተነበርኩ እቲ ዝኽእልዎ ዓቅሞም ገሮሙለይ ክሳብ አብዚ አብጺሖሙኒ እንተኾነ ግን ክሕሸኒ ስለ ዘይክኣለ ብዶክተራት ናይ ኦሮታ ብሪፈር ቦርድ ተባሂለ ካብዚ ዓዲ ወጺኻ ሕክምና ግበር ስለዝተበሃልኩ አብ ዓዲ ጥልያን ከይደ ንኽሕከም ከአ 50000 ዩሮ ቅዳምነት ከተትሕዞ አለካ ስለዝተበሃልኩ :እዚ ዝተሓትክዎ ገንዘብ ልዐሊ ዓቅመይ ስለዝኾነ መድሃኒት እናወሰድካ ምጽናሕ እምበር ምንባር ስለዘይክእል እቲ መድሃኒት ውን ክረኽቦ ስለዘይክእል ብቀረባ፡ ተቀላጢፍካ ሕክምና ክትገብር አሎካ ስለዝተባሃልኩ ኩልኹም የሕዋተይን ኣሓተይን ዓዓቅምኹም ክትሕግዙኒ ንየእዳዉኩም ክትዝርጉሑለይ አብ ትሕቲ እግዛብሄር ይምሕጸነኩም አለኹ ስለትገብሩለይ ሓገዝ ፈጣሪ ባዕሉ ይኽፈልኩም ኣቀዲመ ብልቢ የመስግነኩም የእዳውኩም ከአ ይባረኸ ሓሳብ ልብኹም ይስመረልኩም ። ክትረኽቡኒ ንእትደልዩ የሕዋት አነ ሓውኹም ተመስገን ጸጋይ መለስ
ቴለ 00 [phone redacted]467 የቀንየለይ።

