ሓውና ከተማ ኣብ ሕክምናታት ናይ ኤውሮጳ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ድሓን ዝኾነ ኩነታት እኳ እንተሃልወ፡ ንዝልዓለ ሕክምና ኣለ ዝድልዮ ሓገዝ ናይ ኩሉ ዜጋ የድልዮ እሎ።
ሓውና ከተማ ኣብ ስደት ብዙሕ ሕልኽላኻት እሕሊፉን የሕልፍ ኣሎን። እዚ ሓገዝ ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ብዝተሰማምዓሉ ምኽንያት ናብ ህዝቢ እወርድ ኣሎ። ህዝቢ ድማ ሓገዙ ከበርክት ንጽውዕ።
Organizer and beneficiary
Mehretab Gebrihiwet Tesfatsion
Beneficiary

