- H
- A
- B
ሓገዝ ን ፊልሞን መልኣከ ክልተ ኩሊቱ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይነን ዘለዋ
0% complete
$8,533 raised of $30K
82 donations
ፊልሞን መልኣከ ይበሃል ምስ 28 ዙርያ ሳዋ ወሪደ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ከኣ ክልቲኡ ኩሊተይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ ንክሕከም ናብ ቱርኪ መጽየ ኣለኩ። ኣቦይ ስውእ እዩ ኣደይ እያ ከም ኣቦን ኣደን ኮይና የዕብያትኒ ሕጂ ከኣ እዚ ክፍሊት መሐከሚ ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ ስለ ዝኾነ ኩሉኹም ገበርቲ ሰናይ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት ኣለኹ።
ንእትገብሩለይ ሓገዝ ኣቐዲመ የመስግን ኣምላኽ ዘውጻኹሞ ይተክኣልኩም።