Main fundraiser photo

Transportation help to YONAS JESUS DESTA

Donation protected
ዮናስ ብ ጀሱስ ደስታ ዝብል ናይ ፈይስቡክ ሽሙ ዝፍለጥ ሕጂ ኣብ ጀርመን ዝነብር ዘሎ ናይ እንግሊዝ ዜግነት ዝውንን ቅድሚ እዚ ኮረና ምምጽኡ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ዝነበረ እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጀርመን ይቅመጥ ዘሎ ኮይኑ ብሰንኪ ኮረና ስራሕ ክሰርሕን ምዑሩይ ሂወቱ ክመርሓሉ ኣብዘይ ክእል ደረጃ ምህላውን እዩ። ስለዚ ንኹሉኩም ፈተውትን ኣፍቀርትን ዮናስ ጀሱስ ከምኡ'ውን ተደናገጽትን ኣሕዋትን ኣሓትን ንሓውና ንመምለሲ ናብ ዓዱ ማለት እንግሊዝ ንኽምለስ ዝኸውን ገንዘብ ከምኡ ድማ ስሩዕ ሂወቱ ንክመርሕ መበገሲ ዝኾኖን በብዓቅምኹም ክትሕግዝዎ ንሓተኩም ኣለና። ኣቀዲምና ስለ ትገብርዎ ሓገዛት ብልቢ ነመስግነኩም ፈጣሪ ምሳኻትኩም ይኹን ጸግኡ የብዝሓልኩም። TEF TALKSHOW https://www.facebook.com/TFETAWI/
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer and beneficiary

    Habtom Tesfay
    Organizer
    Denver, CO
    Beniel Ghirmai
    Beneficiary

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee