
Transportation help to YONAS JESUS DESTA
Donation protected
ዮናስ ብ ጀሱስ ደስታ ዝብል ናይ ፈይስቡክ ሽሙ ዝፍለጥ ሕጂ ኣብ ጀርመን ዝነብር ዘሎ ናይ እንግሊዝ ዜግነት ዝውንን ቅድሚ እዚ ኮረና ምምጽኡ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ዝነበረ እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ጀርመን ይቅመጥ ዘሎ ኮይኑ ብሰንኪ ኮረና ስራሕ ክሰርሕን ምዑሩይ ሂወቱ ክመርሓሉ ኣብዘይ ክእል ደረጃ ምህላውን እዩ። ስለዚ ንኹሉኩም ፈተውትን ኣፍቀርትን ዮናስ ጀሱስ ከምኡ'ውን ተደናገጽትን ኣሕዋትን ኣሓትን ንሓውና ንመምለሲ ናብ ዓዱ ማለት እንግሊዝ ንኽምለስ ዝኸውን ገንዘብ ከምኡ ድማ ስሩዕ ሂወቱ ንክመርሕ መበገሲ ዝኾኖን በብዓቅምኹም ክትሕግዝዎ ንሓተኩም ኣለና። ኣቀዲምና ስለ ትገብርዎ ሓገዛት ብልቢ ነመስግነኩም ፈጣሪ ምሳኻትኩም ይኹን ጸግኡ የብዝሓልኩም።
TEF TALKSHOW
https://www.facebook.com/TFETAWI/
Organizer and beneficiary
Habtom Tesfay
Organizer
Denver, CO
Beniel Ghirmai
Beneficiary