ዓቕምኹም ሓግዙኒ

ዓቕምኹም ሓግዙኒ campaign photo, 1 of 3ዓቕምኹም ሓግዙኒ campaign photo, 1 of 3

  • S
  • R
42 donors
Fundraiser’s main image
0% complete

€2,827 raised of €60K

‌

ዓቕምኹም ሓግዙኒ

ዓቕምኹም ሓግዙኒ

0% complete

€2,827 raised of €60K

42 donations
Donation protected
ኣነ ሓውኹም ፊልሞን ተስፋኣለም ብርሃነ ዝተባሃልኩም ወዲ 29 ዓመት መንእሰይ. ክልተ ኮላሊተይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምዃነን ንዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሕጽበተ ኩሊት (dialysis) ጸኒሐን ኣለኹን. እንተኾነ ብኸምዚ ክቅጽል ስለ ዘይውሑስ ዝኾነ፣ ኩሊት ንኽቅየር ዓቕምኹን ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት. ክሳብ ሕጂ ምስ ኩሉ ብድሆታቱ ክምጠጥ ጸኒሐ ምስ ግዜ ግን ምድኻም በዚሑ. ኩነታተይ ተረዲኦም ክሕጉዙኒ ዝኽእሉ ስድራ ስለ ዘይብለይ ክብደቱ ከቢድ'ዩ እሞ ሓግዙኒ.

ክሳብ ሕጂ ኣብ ዱባይ እናተሓጸብኩ ኣለኹ. ዝኾነ ናይ ምትካል ኲሊት ዝምልከት ግን ዓቕሚ ስለ ዝሓጸረኒ ክገብሮ ኣይከኣልኩን እሞ ካብዚ ኩነታት ንኽወጽእ ሓግዙኒ ይብለኩም. ተደጋጊፍካ ዘይስገር ሽግር የለን ደግፉኒ.

ኣብ ምምሃርን ምስትምሃርን ዝነጥፍ ሓውኹም ፊልሞን
ንኽትረኽቡኒ +971502763200 ዱባይ
whatsapp number +971581596042

+49 1521 8595875 ቢንያም ጀርመን
‪+47 912 40 099‬ ደጀን ኖርዋይ
Donate

‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌
‌
‌‌

Organizer

Profile photo of Biniam  TESHOME MERTSHE
Biniam TESHOME MERTSHE
Organizer
Bad Orb
  • Medical
  • Donation protected

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee