Fundraising- Your church in Stockholm
Donation protected
መጀመርታ ሉዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኹኖ!!
ከይተሓለሉ ኣብስደት እምነት ንኸይጠፍእ ዝጽዕሩ ንጹሃንን፣ ቁኑዓት ኣቦታት ይኹኑ መምሃራን ዓብይ ምስጋና ይብጻሓኩም።
እንሆ ጊዚኡ ኣኺሉ ቤተክርስትያን ኣብ ስቶክሆልም ተገዝኤት!!
ቁዱስ ታቦት፡ ቁዱሳት ናውቲ ቤተክርስትያና ግቡእ ክብረቱ ረኺቡ ኣብ ቁድስ ስፍሩኡ: ከይተኸላበተ ዓሪፉ ንሓዋሩ ክቕመት ፣ ክውን ዝገበርኩም ኩሉኹም ህዝበ ክርስትያን እንቛዕነይ ደስ በለኩም!!
ኣምላኽ ዓብዩ ሓጎስ ኣሓጉሱዎም ኢዩ እሞ ደስ በሎም። በታ ማዓልቲ እቲኣ ድማ ዓብዩ መስዋእቲ ሰዉኡ፣ እተን ኣንስትን እቶም ደቅን ካኣ ተሓጎሱ። ሓጎስ ኢየሩሳለም እውን ክሳዕ ሩሑቕ ተስምዔ። ንህምያ 12፣43
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንእነውጽኦ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ክትክኣልናን ዓስቢ ቕዱሳን ክኸፍለናን ናይዚ በረኸት ተኻፈልቲ ክገብረና ናቱ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹነልና ።
ሰበኻ ጉባኤ ኦ/ቤ/ክ/ኤ/ ቅ/ ድ/ ማ/ ስቶኮልም ሽወደን
Donation:
St. Maria Orthodox Tewahdo Church in Stockholm has worked hard to own its church. The time has come, In order to be able to pay the rest we need to get an extra push by donating.
Almighty God bless you with joy, peace and happiness!
Gåva:
St. Maria Ortodoxa Tewahdo kyrkan i Stockholm har alltid velat äga egen kyrka, tiden är nu inne. Då vi har kommit långt önskar vi ditt stöd genom att skänka gåva för att kunna betala resten.
Gud välsignar dig!

Organizer
Abraham Tesfai
Organizer
Kista, AB, Sweden, AB