Help Semhar (Fares) raise her five children!
Semhar AKA Fares is a wife, a mother of five and most importantly a woman of God. Semhar has been known for her dedication to the gospel of Christ, her virtuous character, her boldness and faith. She has faced many challenges in life፣ importantly, prosecution and trials for her faith. Having gone through this bumpy road, Semhar came out strong and devoted her life to the Lord Jesus Christ and his body, The Church. She married her Husband (Robel) and are raising five beautiful children, the youngest is just one month old.
Semhar has been diagnosed with breast cancer and is in need of urgent medical care. She needs our financial support to raise money for her cancer treatment. Your generosity of any amount is highly appreciated to save the life of this wonderful women and mother. Please join us to raise funds for this cause.
God bless you for your generosity.
ሓፍትና ሰምሃር ፋሬስ ብዓልቲ ሓዳርን ኣደ ሓሙሽተ ቆልዑን ኮይና ፣ ልዕሊ ኩሉ ክኣ እምንቲ፣ ተባዕ ፣ ምቕልልቲ ስዓቢት ክርስቶስ እያ። ኣባል 19 ዙርያ ዝኾነት ስምሃር ሓፍትና ምስ ሓውና ሮቤል እንዳ ሓፈሻዊ ሳዋ ዝነበረ ኣብ ምውቕ ሓድርን ምዕባይ ድቆምን ይርክቡ።ሓፍትና ፋሬስ ውን ንቡዙሓት ንእምነት ዝኮነት ብእምነታ ውን ብዙሕ መከራ ሕሊፋ ብጅግንነት ፈተናታት ዝወጽአት እያ።
ሓፍትና ፋሬስ ወይ ሰምሃር ኣብዚ እዋን ብሕምም ካንሰር ትሳቕ ምህላዋ ዘሕዝን እካ እንተኮነ፡ ፋሬስ ሓጋዚ ሰብ ዘይብላ ብሙካና ድማ ብተወሳኺ ነቲ ጸገም የጋድዶ፡ ፋሬስ ኣደ ሓሙሽተ ቆልዑ ኮይና ኣብዚ እዋን እታ ዝነኣሰት ናይ ወርሒ ህጻን ድማ እያ። ፋሬስ ኣዲስ ኣበባ ሕክምና ክትገብር ብጽቡቅ ደለይቲ ኣሕዋት ስለ እተበጋገሰ መምጺኢኣን መሕከሚኣን ዝኸውን ገንዘብ ውን ቁሩብ ስለ ዝበዘሐ ኩላትና ኢደይ ኢድካ ክንብል ብልቢ ንላቦ። ብፍላይ ኸኣ ሕብረት 19 ዙርያ ዝኾንኹምን ልብኩም ንምድጋፋ ዘንቀደ ኣሕዋት ክትሕግዙና ካብ ልቢ ንላቦ። ፋሬስ ሕጂ ኣስመራ እያ ዘላ፡፡ እቲ ካንሰር ድማ ኣዝዩ እናከበደ ይከይድ እሎ እሞ ቀልጢፍና ኪንሕግዛን ኽንረዳእን ዝከኣለና ንግበር፡፡ ስለ እቲ ድንጋጸኩምን ለውሃትኩምን ኣምላክ ይባርኩምን ዓስብኹም የብዝሓዮ።
ኣብ ዝተፈላለየ ክፍሊ ዓለም እትርከቡ ኣሕዋት በዚ ክትከፍሉ ዘይትክእሉ
መርሃዊት ኣፍወርቂ 0982223795 በዚ ቴሌፎን ኣዲስስ ኣበባ ኣካውንት ኣውጺኣትላ ኣላ
በዓል ቤታሮቤል ተስፋጋብር ናብ ኣስመራ 07374743
ፊልሞን ክፍላይ 07225979 ውን ንዝኾነ ተውሳኺ ሓበሬታ ተውከስዎ።